» ቀንዲ ገጽ
» መንቀሳቀስ ፌዴራላዊ ዲሞክራ ሳዊ መንቀሳቀስ
» ዜና
» መክትታል ጋዜጣተት
» መቃላት
» መጽናእቲ ፌድራልያ
» ባህል
» ደቂ-አንስትዮ ኤርትራ
» ሰነዳት
» ሕ\ስብአዊ ገጽት
» አልቡን
» Links
 
Subscribe to our News Letter
Email
Confirm Email
 
DownLoad: Ge'ezFree Zemen Unicode
 
 
Latest Advertisements
انهم يتضامنون مع سجناء الرأي
وغدا ستكسر الاغلال
وطن الجدود تعالو بالارواح نجود
تنفيذية التحالف تجتمع في نهاية نوفمبر

 
Gabell Selected Information

ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ቤት ማእሰርትታት ግብጺ፤ ናብ ኢትዮጵያ ይቅጽል ኣሎ፡፡

Date :- 5/9/2010

ካብ 2-17 ኣዋርሕ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ግብጺ ክሳቐዪ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሎሚ 03 መስከረም 2010 ብሰላም ኣዲስ-ኣበባ ኣትዮም፡፡ ካብዞም ሎሚ ዕለት ዝኣተዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት እቶም 7 ወተሃደራት ናይ ስርዓት ህግደፍ ዝነበሩ ክኾኑ ከለዉ 3 ደቲ-ኣንስትዮ ይርከብኦም፡፡

 details...

130 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሰኑይ 06/09/2010 ናብ ሳልሳይ ሃገር ክሰጋገሩ’ዮም፡፡

Date :- 5/9/2010
ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪም ናብ ዝተፈላለዩ ጎሮባብቲ ሃገራት ዝስደዱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሎሚ’ውን ኣየዕረፉን፡፡ ናብ ኢትዮጵያ ዝተሰዱ ክሳብ ነሓሰ 31, 2010፣ ዘሎ ግዜ ቁጽሮም 51,718 ክበጽሕ ከሎ፡ ኣብ ሓሙሽተ መዕቆቢ ስደተኛታት፣ ማለት ኣብ ትግራይ፡ ሽመልባ፣ ማይ-ዓይኒ፣
 details...

ገበን ኣብ ርእሲ ገበን

ናደርዑ ይኸዱ ኣለው

Date :- 8/27/2010

ካብባርዕ በለዛ

26/08/2010

ሰላም ወጋሕታውያን ቅድሚ ሕጂ ከደዓት ክእርነቡ ጸውዒት ምቅራብኹም ኩላትና ንዝክሮ ሓቂ’ዩ። ብዙሓት ለባማት ነቲ ጸውዒት ተቀቢሎም ልቢ ዘዕብዩ ዘለው ክኾኑ ከለው እቶም ገለ ብጥቅሚ ዝሰድዑ ግና ሕጂ’ውን ገበን ኣብ ርእሲ ገበን ናደርዑ ይኸዱ ኣለው።

 details...
 read more...
Eritrea Country Report on HRP - 2007, Tigrigna Version translated in the U.S.
Written By :- Country HR Report
Date :- 6/2/2008

ኤርትራ

ኤርትራ ብግምት 3.6 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ፣ ብ1993 ብዝተኻየደ ናይ ህዝቢ ምርጫ ካብ ኢትዮጵያ ነጻ ዝወጸት፣ ብሓደ ሰልፊ እትመሓደር ሃገር እያ። ቅድሚ ነጻነት ብህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝፍለጥ ዝነበረ ሎሚ ብህዝባዊ ግንባር ንዲሞክራስን ፍትሕን (ህ.ግ.ደ.ፍ.)፣ ካብ 1991 ጀሚሩ ነታ ሃገር ንብሕቱ ተቖጻጺርዋ ዝርከብ ሰልፊ እዩ። ናይ ህ.ግ.ደ.ፍ.ን፣ ናይ ሓይልታት ምክልኻል ሓላፊ፣ ፕረዚደንት ሃገር ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ንሃገር ቢሒቱ ይርከብ። እቲ መንግስቲ በብእዋኑ ንናይ ፕረዚደንትን ሃገራውን ባይቶ ምርጫ ከመሓላልፍ ይርአ። ስለዚ ናይ ሃገራዊ ባይቶ ምርጫ ኣብ ተግባር ዊዒሉ ኣይፈልጥን።

 details...

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን

ፖሎ

Written By :- EDA Charter 2008
Date :- 6/1/2008

ኣብዚ ግዜዚ፡ ድሕሪ ዓሰርተው ሸውዓተ ዓመታት ናጽነት ኤርትራ፡ ፖለቲካዊ ምርታት ኤርትራ ምስ እንግዘብ ዝስዕቡ ኣቐንዘውቲ ሓቅታት ጎሊሆም ይረኣዩ። ንሳቶም ድማ ምድኻም ሃገራዊ ሓድነት፡ ቅዋማዊ ትካላትን፡ ግዝኣተ ሕግን ስለ ዝቦኸሩ ግህሰት መሰላት ደቂ ሰብ ኣብ ኣዝዩ ክብ ዝበለ ደረጃ ይፍጸም ምህላዉ፡ ቁጠባዊ ዓቕሚ ሃገር ስርዓቱ ንዝከላኸሉ ናይ ጭቆና ትካላት ንምህናጽ ይባኽን ምህላዉ፡ ንዞባዊ ርግኣትን ጸጥታን ንሓደጋ ዘሳጥሑ ውግኣት ምጽሕታሩ ቀጻሊ ምዃኑ፡ ህዝቢ ኤርትራ ደሙ ዘፍሰሰሉን ዝተሰውኣሉን መሬቱ ራሕሪሑ ንስደት ተሳጢሑ ምህላዉ፡ ከምኡውን ከም ውጽኢት ናይዚ መላኺ ስርዓት ዝፍጽሞ ግፍዕታትን ዝዘርገሖ ብልሽውናን ጥኡያት ሃይማኖታውን ማሕበራውን ውርሻታት ፈሪሶም፡ ብልሽውና ንስነስርዓትን ማሕበራዊ ባህልን ክትክእ ምርኣይ፡ ንባህሪ ናይዚ ስርዓትዚ ንምግንዛብ እኹላት ኣብነታት ኢዮም።

 details...

ኣድማሳዊ ኣዋጅ ስብኣዊ መስላት

ብ10 ታሕሳስ 1948 ብውሳ

Written By :- EFDM study group
Date :- 4/29/2008

ሓፈሻዊ ባይቶ ኩሉ ውልቀ ስብን ኣካል ሕብረትሰብን ነዚ ኣዋጅዚ ብቀጻሊ ኣብ ኣእምሮኡ ብምስፋር ኣኽብሮት ናይዞም መሰላትን ሓርነታትን ብትምህርቲ ንምስፋን ከምኡ እውን ብሃገራዊ ይኹን ኣህጉራዊ ገስጋሲ ስጉምትታት ኣብ መንጎ ህዝብታት ኣባል ሃገራት ንገዛእ ርእሰንን ኣብ ትሕቲ ሕጋዊ ስልጣነን ኣብ ዘለዉ ሕዝብታት ኣድማሳውን ኣድማዕን ተቀባልነቶምን ምክትታል ትግባረኦምን ንምውሓስ ኣብ ዚገብሮ ጻዕሪ፣ እዚ ኣድማሳዊ ኣዋጅ ብዛዕባ ሰብ ኣዊ መሰላትዚ ከም መምዘኒ ፍረ- ዕዮ ናይ ኩሎም ሕዝብታትን ብሄራትን ምዃኑ ይግለጽ።

 details...
 read more...
Copyright © 2008 Orax Micro System. Contact Us At..oraxmicrosystem@ethionet.et