Get Adobe Flash player

altብፍስሓ ናይር

ዝበዝሑ ኤርትራዉያን ተቃወምቲ ሓድነት ሓድነት ስምረት -ስምረት እናበሉ ይግዕሩ፣ ስምረት ይኩን ሓድነት ግን ኣብ ጥራሕ ጎልጎል ንሽም ዘይኮነስ ናይ ጥቅምታትን ኣብ ሃገራዊ ፖሊቲካውን፣ቁጠባውን ማሕበራውን ብማ ዕርነት ተሻሪኽኻ ምንባር ኢዩ። እቲ ስማዊ ስምረት ወይ ሓድነት ኣብ ናይ ሓባር ጥቅምን ውሳነታትን ዝተመርኰሰ ንክኽወን ኩሉ ክሳተፎ ኣለዎ።

Read more...

More Articles...

Search our Website