Get Adobe Flash player

alt

1 ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ዲክታቶርያዊ እዩ። ኣብታ ሃገር ሕገ-መንግስቲ የለን። ብደረጃ ሃገር ኮነ ከባቢ ዝካየድ ፓርላሜንታዊ ምርጫ የለን። ከምዚ ብምዃኑ ህዝቢ ዝውክል ሓጋጊ ኣካል የለን። ስርዓተ-ሕጊ የለን። ሰብኣዊ መሰል ኣይክበርን እዩ። ናይ ምቅዋም መሰል እውን የለን። እቲ ዲክታተርያዊ ስርዓት ይቃወሙኒ ኣብ ልዕሊ ዝብሎም ኣካላት ዘካይዶ ማእሰርቲ፡ ስቓይን ቅትለትን ቀጻሊ ኣሎ። ኣብ እታ ሃገር ዘሎ ምእኩል ፖሊሲ ቁጠባ ብቀጥዒ ዘየብሉ ስራሕ ኣልቦነትን ድኽነትን ዝግለጽ እዩ። መወዳእታ ብዘየብሉ ግዱድ ዕስክርና መንእሰያት ነቲ ዲክታቶር ከገልግሉን መወዳእታ ንዘየብሉ ዝኸፍቶ ውግኣቱ ዝተፈርድሉ እዩ።

Read more...

More Articles...

Search our Website