widget
ልኡኽ መድረኽ ብስለስተ ኣባላት ዝተወከለ ማለት፡ ዶ/ ኣስፋው ተኽስተ፡ ኣምበሳደር/ ዓንደብርሃን ወ/ገጊስን ኣቶ/ መሐይዲን ሽንገበን ናብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝገበርዎ ዕዶት ብዕለት 20 ጥሪ 2016 ምስ ውድባት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳንን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ኣብ ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተራኺቦም።
Read more...
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>
Page 1 of 13