Get Adobe Flash player

alt

ብመሰረት ኣዋጅ ሕብረት ሃገራት ኣፍሪቃ ዕለት 3 ሕዳር  መዓልቲ ሓዘን ናይ ቶም ኣብ ላምፐዱሳ ዝተቀዝፉ መንእስያት ንሕጻናትን ደቀኣንስትዮ ንደቀተባዕዮን ኤርትራውን ንካልኦትን ብምድጋፍ 

ኤርትራዊ ኮምን ደሞክራስያን ሰብኣዊመስላትን ንኩሎም ግዱሳት ሽምዓ ብምብራህ ሰንበት ሕዳር ዕለት 3 2013 ክንዝክሮም ስለዝኾና ንኩሎም ግዱሳት ተቀማጦ ከተማ ስቶክሆልም ብኽብሪ ይዕድም።

 

 

ዕለት፣ ሰንበት 3 ሕዳር 2013

ግዜ፣ ካብ ሰ ዓት 16.00 ክሳብ 18.00 ናይምሽት

 

 

ብደሓንምጹ

 

ኣዳላዊትኮሚተ/ ኤርትራዊኮም/SESADU


Search our Website