Get Adobe Flash player

altብኣወሃሃዲ ትኮሚተ ደንበ ተቃውሞን ደሞክራስያ ዊለውጢ ኣብ ኤርትራ/ ስዊደን፡፡

ትማሊ ቀዳም ዕለት 29 ሰነ 2013 ካብ ፖሊቲካውን ብርገሳውን ውልቀስባትን ዝተሳትፍዎ ሰፊሕ አኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ተሰላሲሉ፣እቲ አኼባ ኣገደስቲ እዋናውያን ሕቶታት ብኩነታት ዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፣ ብፍላይድማ በቲ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ካብ 25 -28 ሓምለ 2013 ክግበር ተወሲኑ ንዘሎ ፈስቲቫል እንታይነቱ ንዕላማኡን ንመንግስቲ ሽዊደን ንምግላጽን፣ ነቲ በዚ ብኣፍልጦ ወይ ብዘይኣፍልጦ ኣብዚ ፈስቲቫል ዝሳተፉ ኤርትራ-ዊስዊደናዊ ድማ ኣብዚ ፈስቲቫልዚ ምስታፍ ረሳታት ህዝቢ ኤርትራ ምርጋጽን፣ ንዕቀት ህዝቢ ኤርትራምዃኑን፣በቲ ስርዓት ዝካየድ ዘሎ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ምጽናትን ስቅያትን እውን ተሓተቲ ምዃኖም ንምግላጽ፣ሓደ ዓቢይን ሰፊሕን ሰላማዊሰልፊ፣ ከካይድን፣ ነቶም ነዚ ፈስቲቫል ቦታ ዘካርዩ ሰበስልጣን ስዊደን ድማ እዚ ፈስቲቫል እዚ ብመሰረት እቲ ብሕቡራት ሃገራት-ጸጥታ ት ምኽሪ ውሳነታት 1907/2009ን 2023/2011 ክቅየዱን፣ ነዚ ከምዚ ዓይነት ፈስቲቫላት ምስቲ ግብረ-ሽበራ ናይ ምምዋል ዝተኣሳሰረ እምበር ንዕብየት ባህልን ልምድን ህዝቢ ኤርትራ ከምዘይኮነ፣ ብኩሉ ሕጋውን ፖሊቲካውን ሸነኻቱ ተራእዩ፣ኣብ ሃገረ ስዊደን እውን ደው ከምዝብል ንምግባሩ ክሰርሕ ምዃኑ እቲ ኣኼባ ወሲኑ።

 

አኼ ባነዚ ውሳነታት ኣብ ግብሪ ተውዕል ብ8 ኣባላት ዝቆመት ኮሚተ ሰላማዊ ሰልፍታትን፣ እማመታት ናብ መንግስቲ ስዊደን ተቅርብን ትከታትልን መሪጹ። ንስራሓታን መደባትን ድማ ምምርሒ ኣውጺኡ።

 

 

ኣዋሃሃዲት ኮሚተ /ጽላል ፖሊቲካውን ርገሳውን ማሕበራት ኣብ ከተማ  ስቶክሆልም

 

 

Search our Website