Get Adobe Flash player

altብኣካያዲት ሕዝባዊት ኮሚተ

 

ግዚያዊት ኣካያዲት ሕዝባዊ ሽማግለ ፎርቶ ኣስመራ ብመስረት ውሳነ ናይ ዝሓለፈ ኣኼባ ነቲ ኣብ ወርሒ መጋቢት ሓሙስ ዕለት 7 ክግበር ተወሲኑ ዘሎ ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ ንስርሒት ፎርቶ ደገፍና ንምግላጽን ኣብ ሲናይ 

ዝሳቀዩ ዘለዉ ስደተኛታት ነጻ ንምውጻእ ናብ መንግስትን ፓርለማን ስዊደን ኣውያት ሕዝብና ንምስማዕ ምሕጽንታናን ጠለባትናን ንምቅራብ፣ ኣካያዲት ሕዝባዊት ሽማግለ ፎርቶ ኣስመራ ንኩሎም ግዱሳት ንዕለት 23 ለካቲት 2013 ሕዝባዊ ኣኼባ ትዕድም።

 

ዕለት፣ ቀዳም 23 ለካቲት 2013/ Saturday 23rd February 2013

ግዜ፣ 14፣00- 18.00 local time

ቦታ፣ ABF - Hallonbergen

 

መደብ አኼባ

  1. 1.ምድላው ሰላማዊ ሰልፊ ሎጂስቲካዊ
  2. 2.ምድላው ጽሑፋት
  3. 3.ምዝርጋሕ ሐበረታ

 

 

                      ብደሓን ምጹ!

 

ኮሚተ ኣዳለውቲ አኼባ

 

 

 

Search our Website