Get Adobe Flash player

altእቲ ውሩይን ህቡብን ደራፋይ ብቋንቋታት ብሊንን ትግረን ምስ  ክፍሊ ባህሊ ብድሆ ኣብ ኤውሮጳ ክዘውር ሰለስተ ወርሒ ዝኣክል ባህላዊ ደርፍትታን ሙዚቃን ከርኢ ዝጸንሔ መንእሰይ ዮናስ መንግስቱ ነቲ ስርዓት ጠንጢኑ ኢዱ ንመንግስቲ ስዊደን ከምዝሃበ ወኪል ገቢል ካብ ቦታ ጸብጺቡ።

ወኪል ገቢል ከተማ ስቶክሆልም 2013-01-08

Search our Website